ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ንኣኻትኩም ይኹን። እቲ ኣቦ ምሕረትን
ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን ዝኾነ ኣምላኽ፥ ኣቦ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ይመስገን። በቲ ንርእስና ካብ ኣምላኽ እንጸናንዓሉ ምጽናዕ፥ ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ ዘበሉ ኵላቶም ከነጸናንዕ ምእንቲ ኺከኣለናስ፥ ብጸበባና ዘበለ ዜጸናንዓና ንሱ ኢዩ። ከምቲ ሥቓይ ክርስቶስ ኣባና ዚበዝሕ ዘሎ፥ ከምኡ ድማ ምጽንናዕ ብክርስቶስ ኣባና ይበዝሕ ኣሎ።
ንሕና እንተ ተሳቔና ንስኻትኩም ምእንቲ ክትጸናንዑን ኽትድሕኑን ኢዩ፥ እንተ ተጸናናዕና ድማ ነቲ ስቓይና ብትዕግሥቲ ብምቕባል ምእንቲ ክትጸናንዑ ኢዩ። ከምቲ ኣብ ስቓይና ተኻፈልቲ ዝኾንኩም፥ ኣብ ምጽንናዕናውን ከም እትካፈሉ ስለ እንፈልጥ፥ እታ ኣባኻትኩም ዘላትና ተስፋ ጽንዕቲ እያ። 2 ቆሮ 1፡3-7።
Praise be to the God and Father of our Lord Jesus Christ, the Father of compassion and the God of all comfort, 4 who comforts us in all our troubles, so that we can comfort those in any trouble with the comfort we ourselves have received from God. For just as the sufferings of Christ flow over into our lives, so also through Christ our comfort overflows. If we are distressed, it is for your comfort and salvation| if we are comforted, it is for your comfort, which produces in you patient endurance of the same sufferings we suffer. And our hope for you is firm, because we know that just as you share in our sufferings, so also you share in our comfort (2 Corinthians 1:3-7).
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ