S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያን 2017 - Conference 2017

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ ብሰላም ተዛዚሙ !

ሓቀኛ ልባዊ ጣዕሳን ለውጥን'ዩ እቲ መገዲ ሕውየት ! 

ገለ ካብቶም ኣብ መበል 19 ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ዝተዋህቡ...

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ከተማ ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ክካየድ እዩ። ጉባኤ ዝካየደሉ ካብ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017 (July 20 to July 23, 2017) እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።


መሪሕ ጥቕሲ

“ኣነ ዝሓስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፥ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፥ ሓሳብ ደሓን እምበር፥ ክፉእ ሓሳብ የብለይን፥ ይብል እግዚኣብሔር! “(ትንቢት ኤርምያስ 29፡11)


ዕለተ ጉባኤ /Conference Date:-

July 20 to July 23, 2017

ካብ ሓሙስ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017


ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Saint Nektarios Greek Orthodox Church

5108 Kuykendall Rd, Charlotte, NC 28270


ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Fairfield Inn & Suites by Marriott Charlotte Matthews

Address: 8540 E Independence Blvd, Charlotte, NC 28227

Phone: (980) 245-9200

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church

Best Western Plus Hotel

Address: 2501 Sardis Rd N, Charlotte, NC 28227

Phone: (704) 845-2810

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

Holiday Inn Express & Suites 

Address: 9420 East Independence Blvd. Matthews, North Carolina 28105 

Phone: (704) 443-3080 or (704) 443-3100

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

Quality Inn & Suites Matthew

Address: 13470 East Independence Blvd., Matthews, NC, 28105, US

Phone: (704) 821-6735

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church

Reservation deadline: July 7, 2017

Website


ሓበሬታ ምስ እትደልዩ ነዞም ዝስዕቡ ሰባት ተወከሱ

  1. ንሆቴል ዝምልከት ሓበሬታ: ኣማኑኤል (980) 339-9130
  2. ንመጎዓዝያ ዝምልከት ሓበሬታ: ኣብርሃም (704) 451-2961
  3. ንካህናትን ዲያቆናትን ዝምልከት ሓበሬታ: ቀሲስ ሓለፎም (980) 202-9789

ትሕዝቶ (ዝርዝርመደብ - Program Detail

መዓልታዊ መደብ (ካብ ሓሙስ 20 ሓምለ 2017 ክሳብ ቀዳም 22 ሓምለ 2017)

ሓሙስ 20 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ዲ.ብርሃነ

700 - 800 ጸሎተ ነግህ

800 - 900 ቁርሲ

900 - 1000 ትምህርቲ ባህርያት ሰብኣይን ሰበይትን - ቀሺ ገብረሚካኤል

1000 - 1030 መዝሙር ብካህናት

10፡30 - 11፡15 መወከሲ እምነት ተዋሕዶ - ቀሺ ተስፋዓለም

1115 - 1200 ስብከት፡ 1 ክፋል - ሓሳብ ኣምላኽ ንዓና(ንሕዝቡ) ሠናይ እዩ - ቀሺ አፈወርቂ

1200 - 200 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ማርቆስ

200 - 2:45 ሰሚናር 1 ክፋል- ትውፊት - ድያ ዑቕበ

2፡45- 3፡15 መዝሙር ብመዘመራን

3፡15 - 4፡00 ድሕነት ብመንጽር ኦርቶዶክስ - ድያ ፀሓየ

4፡00- 4፡45 ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ - sola scriptura versus the orthodox way - ቀሺ ቴድሮስ

4፡45- 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

515 - 600 ስብከት፡ 2 ክፋል - መደብ ኣምላኽ ንዓና ክንፈሪ እዩ - ዲያ ኤፍሬም

600 - 615 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ዓርቢ 21 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ቀሺ ተስፋልደት

700 - 800 ጸሎተ ነግህ

800 - 900 ትምህርቲ ብዛዕባ ሕማም ሽኮር - ዲያ ብርሃነ

900 - 945 40 ዓመት ኣገልግልት ክህነት - ብቆሞስ ተኸስተ

945 - 1015 መዝሙር ብካህናት

10፡15 - 11፡00 ሕይወት ቅዱሳንን ኣማላድነቶምን - ቀሺ ማርቆስ

1100 - 1200 ስብከት፡ 3 ክፋል - ንስኻትኩም ግና እቲ ቤት ኣምላኽ እትሠርሕሉ ግዜ ገና እዩ በልኩም ሃጌ 1፡2 - ቀሺ ብርሃነ

1200 - 200 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ዳዊት

200 - 245 ሰሚናር 2 ክፋል - ምልላይ ሓቀኛ መንፈስ -  ዲያ ኢሳያስ

245 - 315 መዝሙር ብመዘመራን

3፡15 - 4፡00 ታሪኽ ኦርቶዶክሳ ተዋሕዶ በተክርስቲያን - ብኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል

4፡00 - 4፡45 ኦርቶዶክሳዊ ሕይወት - ቀሺ ኣትናቴዎስ

4፡45 - 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

515 - 600 ስብከት፡ 4 ክፋል - ብልብኹም መንገድኹም ሕሰቡ እሞ ተመለሱ - ድያ ገረዝግሔር

600 - 615 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ቀዳም 22 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ቀሺ ኣፈወርቂ

700-800 ጸሎተ ነግህ

800-900 ቁርሲ

9:00፡9፡45 ስብከት፡ 5 ክፋል-ናብ ኣኽራን ደይቡ ዕንጨይቲ ኣምጽኡ ነታ ቤት ድማ ሥርሕዋ ሃጌ 1፡8 - ቀሺ ወልደትንሳኤ

9፡45- 10፡30 ክርስትያናዊ ቤተሰብ - ብው/ሮ ሳባ ብርሃነ

1030 - 1100 መዝሙር ብካህናት

1100-1200 ፍሉይ ትምህርቲ ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ 

1200 - 200 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ቴድሮስ

200 - 300 ሰሚናር 3 ክፋል - መሠረተ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ - ቀሺ ኣትናቴዎስ

300 - 330 መዝሙር ብመዘመራን

330 - 500 መልእኽቲ /ሃገረ ስብከት:

1ይ ክፋል፡ካብ ፈጻሚት ሽማግለ ጉባኤ ካህናት

2ይ ክፋል፧ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

500 – 545 መጠቓለሊ ስብከት፡ 6 ክፋል- ኣነ ክኸብር እየ፡ክብሪ እታ ቤት ካብ ክብሪ እታ ቀዳመይቲ ቤት ክበልጽ እዩ - ቀሺ ኣስመሮም

545 – 610 ዝኽሪ ዕለት ልደት መበል 90 ዓመት እቡነ እንጦንዮስ

610 - 625 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን



ሰንበት 23 ሓምለ 2017

630 – 1200 ቅዳሴ


ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ - Previous Conferences

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div