“ንስኻ በጽሒ ኸለኻ፡ ባዕልኻ ተዓጢቕካ፡ ናብ ዝደለኻዮ ትኸይድ ኔርካ። ምስ ኣረግካ ግና፡ ኣእዳውካ ኸም እተልዕል’ሞ፡ ካልእ ከም ዜዕጥቐካ ናብ ዘይደለኻዮ’ውን ከም ዚወስደካ፡ ብሓቂ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ”፡ በሎ።” ዮሃ 21፡18።
ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ብቐጥታ (Live Streaming) ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ክመሓላለፍ እዩ
ዕለት:- ሰኑይ 22 የካቲት ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ረቡዕ)
ሰዓት: ካብ 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ምብራቓዊ ኣሜርካ (Eastern Time)
እዚ መደብ'ዚ: ነቶም ብስራሕ ምኽንያት ኣብቲ ናይ ረፍዲ (ንጉሆ) ዝግበር ጸሎት ንዘይተሳተፉ ዕድል ንምሃብ ዝተሰርዐ መደብ እዩ።ንምክትታል ኣብዚ ጠውቕ።
Let us give thanks unto the beneficent and merciful God, the Father of our
“ኢየሱስ ከኣ፡ “ነቲ መርበብ ናብ የማን ጃልባ ኣቢልኩም ደርብይዎ’ሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ሽዑ ደርበይዎ’ሞ ካብ ብዝሒ’ቲ ዓሳ እተላዕለ ምስሓቡ ሰኣኑ። እቲ ኢየሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ከኣ፡ ንጴጥሮስ፡ ‘ጐይታና’ምበር’ዩ’ በሎ።” ዮሃ 21፡6,7።
ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ን3 መዓልቲ ጾምን ምህልላን ክግበር ኣዋጅ ንህዝቢ (ህዝቢ ኤርትራ) ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ይሕብር። እዚ ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ካብ ሰኑይ 22 የካቲት ጀሚሩ ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስን ረቡዕን) ክኸውን እዩ።
“እዚ ኢላ ንድሕሪኣ ግልጽ በለት እሞ ንኢየሱስ ደው ኢሉ ረኣየቶ። ኢየሱስ ምዃኑ ግና ኣይፈለጠትን። ኢየሱስ ከኣ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እንታይ የብክየኪ ኣሎ፧ ንመንከ ትደልዪ አሎኺ፧” በላ። ንሳ ኸኣ ሓላው ኣታኽልቲ መሲልዋ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ኣልዒልካዮ እንተ ዄንካስ፡ ኣነ ኽወስዶ፡ ኣበይ ከም ዘንበርካዮ ንገረኒ፡ በለቶ።” ዮሃ 20፡14,15።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላም ምስ ኵላትና ይኹን። መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብዘውጽኦ መደብ መሠረት፡ መበል 18 ዓመታዊ መንፈሳዊ ጉባኤና ካብ ሓሙስ 28 ክሳብ 31 ሓምለ 2016 (July 28 to July 31, 2016) (ካብ ፳፩ ክሳብ ፳፬ ሓምለ ፳፻፰ ዓ.ም ግእዝ) ኣብ ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ-ዓለም ከተማ ሮቸስተር ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ።
ብክርስቶስ ፍቁር ሓው/ሓብቲ:
ጸጋ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ: ፍቕሪ ናይ ኣብን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ንዓካን ምሳኻን ይኹን::
እዚ ሳምናይ ሰንበት ናይ ጾመ ኣርብዓ ሆሳእና ተባሂሉ ይጽዋዕ። ነቲ ጐይታና ብኽብሪ ናብ ኢየሩሳሌም ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ዝተፈጸመ ታሪኽ፡ መንፈሳዊ ትርጉሙን መልእኽቱን እንሓስበሉ ግዜ ድማ እዩ።
From the qualities of the believer it is his heart that is full of peace and tranquility. He does not trouble at all, does not agitate, and does not fear because he believes in God's protection. The believer keeps his inner peace whatever the external circumstances seem to be disturbing. The person, who feels that he stands alone, fears. He who believes that God is with him does not fear.
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ