S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

What are you thankful for on Thanksgiving day?

ብክርስቶስ ፍቁር ሓው/ሓብቲ:

ጸጋ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ: ፍቕሪ ናይ ኣብን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ንዓካን ምሳኻን ይኹን::

ኣብ ሰሜን ኣሜርካ እንርከብ ኣመንቲ በዓል-ምስጋና እነኽብረሉ ዕለት መዓልትታት ተሪፍዎ ኣሎ። ነዚ በዓል እዚ ኣብ እነኽብረሉ እዋን: ብውልቂ ነኸተመስግን ዝድርኹካ ነገራት እንታይ እዮም? እቲ ጽሑፍ "መማሰውቲ ኸኣ ኹኑ: መዝሙርን ቅኔን መንፈሳዊ ዜማን ብምስጋና ንኣምላኽ ብልብኹም እናዘመርኩም..." ኣመስግኑ ይብል (ቆለሴ 3:15-16)። እግዚኣብሔር ንኻልኦት ዝገበረሎም ሰናይ ነገር ከነዘንቱ ደስ ኢዩ ዝብለና። ብዙሕ ግዜ ንነፍስና ዝተገብረላ ሰናይ ነገር  ግና ንዝንግዕ ኢና። ስለዚ ዝተገብረልካ ሰናይ ነገር ኣሎዶ? ኣሎ እንተኾይኑ ነዚ ብምዝካር ንኣምላኽ ተመስግኖ ዶ?

ስለዚ ፍቁር ሓው/ሓብቲ: ንኸተመስግን ዝድርኸኻ ነገር ኣብዚ ዝስዕብ ሳንዱቕ ለኣኸልና: contact us

እግዚኣብሔር እምነት ወሲኹ ጸጋኡ የብዝሓልና

 

Dear beloved in Christ,
We hope in the Lord that you're keeping well these days.

Question to contemplate:

Since Thanksgiving is just less than a week away, we would like to ask you, what are you thankful for? 

The Merriam-Webster online dictionary defines "thankful" as 1: conscious of benefit received, 2: expressive of thanks, and 3: well pleased. So what are you well pleased about? Which benefits have you received that you are conscious of?
We love to hear from you and please write us at: contact us

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div