S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መልእኽቲ ልደት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ሊቀ ጳጳስ ቀኖናዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኤርትራ

7 ጥሪ 2017

ናብ ፖፕ ቴዎድሮስ ካልኣይ፡ መበል 118 ፓትርያርክ መንበረ ቅዱስ ማርቆስ ዘእስክንድርያ።

ኣብዚ ቀረባ እዋን፥ ኣባ ባስልዮስ ዝበሃሉ ኣቡን ብፓትርያርክ እንጦንዮስ ዝተሸሙ ግናኸ ኣንጻሮም ዝተዓጥቁ ምስ ሓደ መነኮስ ናብ ሰሜን ኣሜርካ ኣትዮም 

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፥ ኣሓዱ ኣምላክ፥ ኣሜን።

ሰሉስ 27 መስከረም 2016 . በዓል ቅዱስ መስቀል እዩ።

ኣምላኽ ቅዱስን ብሩኽን በዓል መስቀል ይግበረልና። ኣሜን 

መሰቀል ጽንእነ

መሰቀል ቤዛነ

መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ

ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።

 

ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ እግዚኣብሔር እንቋዕ ብሰላም ኣብጽሓና። ዘመኑ ዘመነ ሰላም፥ ዘመነ ዕርቂ ዘመነ በረከት ይግበረልና።

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div