S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ኣብ ክልተ ደምበ ተኸፊላ ዝጸንሐት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 26 ሓምለ 2018 (ምለ ፩፱, ፳፲ ግእዝ) ምሉእ ውህደት ምግባራ ብሓቂ ዘሕጉስ ዜና እዩ። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ 4 ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ካብ ኣሜርካ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም ምስ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሓደ ኮይኖም ንኢትዮጵያዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ክመርሕዋ፥ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ-ዕርቂ ብኣዋጅ ተሓቢሩ ኣሎ።

ሰሉስ 31 ሓምለ 2018: ሓድነት ቤተ ክርስቲያን (ሓድነት መርኣያ ህላውነት) 1ይ ክፋል 

ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጀሚሩ ዘሎ ዝርርብ ዕርቅን ሰላምን፥ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ብሓጎስን ብደስታን ይቕበሎ።

ቀዳም 30 ሰነ 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር መበል 18 ክፋል

ሓሙስ 31 ግንቦት 2018: እቲ ስደተኛ መንእሰይ - መበል 43 ክፋል 

ሰኑይ 30 ሚያዝያ 2018: ቃልኪዳን ኣብ ግብራዊ ናብራ - መበል 34 ክፋል 

ቀዳም 31 መጋቢት 2018: ዕረፍቲ እግዚኣብሔር 7ይ ክፋል

ረቡዕ 28 የካቲት 2018: ነቲ እከይሲ ብሰናይ ሰዓሮ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div