S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ተቐልቂሉ ዘሎ ናይ ሰላም ንፋስ ምሉእ ክኾነልና ብጸሎት ናብ ኣምላኽ ንንቃሕ

ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጀሚሩ ዘሎ ዝርርብ ዕርቅን ሰላምን፥ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ብሓጎስን ብደስታን ይቕበሎ።

እግዚኣብሔር ጸሎትን ብኽያትን ህዝቡ ሰሚዑ ዝምልስ ኣምላኽ እዩ’ሞ፥ነዚ ተቐልቂሉ ዘሎ ናይ ሰላም ንፋስ ከነስትማቕሮ፥ ኣምላኽ ዝሓለፈ ሕሰምና ይኣክል ኢሉ ክዕረቐና፥ ተጀሚሩ ንዘሎ ሀዋህው ምሉዕ ዕርቂ ክሳብ ዝርከብ ምእመናን ቤተ ክርስቲያን ክነቕሑ ኣህጉረ ስብከታት የዘኻኽር።

ብተወሳኺ፥ እቶም ስለእምነቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ፥ ካህናት፥ መነኮሳት፥ ዲያቆናትን ምእመናን ደቂ እዛ ሃገር ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ'ውን ንጽሊ።

ንኹሎም ደለይቲ ሰላም፥ ኣምላኽ ሰላም ክህቦም እናጸለና፥ ንፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ብህይወት ይሓልወልና።

እግዚኣብሔር ንሃገርናን ጎረባብትናን ሰላም ይሃብ። ንቤተ ክርስቲያንናን ሃገርና ኤርትራን ይባርኽ።

መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት

23 ሰነ 2018

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div