S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጾመ ነነዌ: ካብ 29 ጥሪ ክሳብ 1 የካቲት 2017 (ሰኑይ, ሰሉስን ረቡዕን)  ይውዕል። ምሕረት ዝህብ ጾም ይግበረልና። ኣሜን።

እዚ ሰንበት እዚ ናዝሬት ሕፅነት ተባሂሉ ይስመ። ጐይታና ካብ ስደት ግብጺ፡ ናብታ ከም ቆልዓ ዀይኑ ዝዓበየላ ናዝሬት ዝተመለሰሉ ፍጻሜ እንሓስበሉ ግዜ ድማ እዩ። ኣብ ናይ ሎሚ ትምህርትና ድማ ካብቲ ናብ ስደት ዘምርሖ ኵነታት ኣትሒዝና ክንርእይ ኢና።

(ዘፍጥ.4፡9)

ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ።

፳፻ (2014)

ንገባሬ ሠናያትን መሓርን ኣምላኽ፥ ኣቡኡ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ። ሰቲሩናን ረዲኡናን፥ ዓቂቡናን ተቐቢሉናን፥ ራኅሪኁልናን ደጊፉናን ክሳዕ እዛ ሰዓት እዚኣውን ኣብጺሑና እዩ እሞ ነመስግኖ ኣሎና።

ናብ ክቡራን ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ርሑቅን ቀረባን እትርከቡ፥ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ኣብ ዘዘሎኹሞ ንዓኹም ይኹን።

ረቡዕ 27 መስከረም 2017 - መስቀል ጎይታ 

ህዝቢ ተዋህዶ ካብ ጻት ንጻት ካብ ቃል  ኣቡኡ ኣቡነ እንጦንዮስ ቡራኬ ክሰምዕን ኣብ መንበሮም ክርእዮምን፥  ከምዚ እዋን እዚ ገይሩ ተገዲሱን ተሃንጥዩን ብሃንቀውታ ዝተጸበየሉ ዘመን ፈጺሙ ኣይተራእየን።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div