S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብኅብረት ኦርቶዶክሳውያን መንእሰያት ዝተጸውዐ ኣገልግሎት ወንጌል፡ ኣብ ሃገረ-ስዊዲን ተኻይዱ ኢልካ ዝንገር ዜና፥ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወሎዶ ዘየገርሞ ክኸውን ይኽእልዩ። ነቶም ሕያዎት ኣባሓጎታትና ኣብቲ መቓብሮም ኬድና ክንነግሮም እንተንኽእል ግና፡ ኣሚኖም ክቕበሉዎ ዝኸብዶም፥ ኣዚዩ ዘስደምም ትንግርቲ ኮይኑ ምተረኽበ ነይሩ። ከመይሲ ንሕና እዞም ሕጂ ዘሎና ደቂ ደቆም፡ ኤውሮጳ ተሳጊርና ኣብ ሃገረ-ስዊዲን፥ ሰበኽቲ ወንጌል ኴንና ክንርከብ መን ክሓስቦ ይኽእል-?!

ኣብ ዘመነ-መንግሥት ኃፀይ-ዮሓንስ፡ ማለት ኣብ መፋርቕ 18-ሚእቲ ክፍለ-ዘመን፡ ስዊድናውያን ሰበኽቲ ወንጌል ኮይኖም፥ ናባና ናብ ምድሪ-ሓበሻ ኣትዮም ዝነበሩሉ ዘመን ምዃኑ ዝፍለጥ። እቲ ሕጂ ኣብ ሃገርና ዝርከብ ዘሎ እምነት ከኒሻ ከኣ፡ ኣብዚ ዝተባህለ እዋን ክኣቱ ከም-ዝኸኣለዩ፥ እቲ ናይ ትማሊ ታሪኽና ዝዛረብ። እምኩሉ፡ በለዛ፡ ጸዓጸጋን ገለብን ድማ፡ ምስዚ ታሪኽ ምትእስሳር ዘለወን ኮይነን፥ ካብ ዝዝከራ ዓድታት እየን።

ሬሳ ባሮትካ ንምግቢ ኣዕዋፍ ሰማይ፡ ስጋ ጻድቃን ንኣራዊት መሮር ሃብዎም፡ ደሞም ኣብ ዙርያ ምድሪ ኤርትራ ከም ማይ ኣፍሰስዎ፡ ቀባሪውን ኣይነበረን” መ.ዳዊት 79:2.

ሰንበት 23 ሰነ 2019 . ምእንቲ እቶም ንፍትሕን ናጽነትን ሰላምን ኢሎም ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ስዉኣት ኤርትራ ጸሎተ ፍትሓት ክግበር እዩ። መዘከርታ ስውኣትና፡ ንኩሉ ዓይነት ሕብረተ ሰብና ዘጠቓለለ ስለ ዝኾነ፣ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት እዛ መዓልቲ'ዚኣ ናይ ጸሎት መዓልቲ ክትከውን ንኩሎም ምእመናን ሓደራ ይብል።

ምሕረት፥ ሰላም፥ ፍትሒ፥ ርትዒ፥ እንረኽበሉ ካብ ማእሰርቲ ስጋን ካብ ማእሰርቲ ሓጢኣትን ናጽነት እንረኽበሉ ብሩኽ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና። ኣሜን። 

ካብ 10 ክሳብ 12 የካቲት 2020 (ሰኑይ, ሰሉስን ረቡዕን)  ይውዕል። ምሕረት ዝህብ ጾም ይግበረልና። ኣሜን።

ኦ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ ኢዩ። ሓጢኣትና ኪሰርየልና ናብ ፍቁር ወድኺ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታና ምሕረት ለምንልና።

እግዚኣብሔር እንቋዕ ልጓመ ጾም ፈትሓልና።

Day 47 (7th Friday of the Holy Great Fast)

“As the Father loved Me, I also have loved you; abide in My love.  If you keep My commandments, you will abide in My love, just as I have kept My Father’s commandments and abide in His love.” (John 15:9-10)

Day 9 (2nd Tuesday of the Great Fast) 

“If you really fulfill the royal law according to the Scripture, ‘You shall love your neighbor as yourself,’ you do well.” (James 2:8)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div