www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home English News & Events Conferences
Conferences

Report on the 12th annual Conference of the North America Archdiocese

E-mail Print
The 2010 conference, which was hosted by the Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church, took place in New York City on July 22-25, 2010. Conference attendees came from numerous US
Read more...
 

ፕሮፈሶር ሃብቱ ገብረኣብ መዓርግ ክህነት ተቐቢሎም፡ ዶር ደሳለ ድማ መዓርግ ዲቁና ተቐቢኡ

E-mail Print

ፕሮፈሶር ሃብቱ ገብረኣብ ብቐዳም 24 ሓምለ 2010 ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ መዓርግ ክህነት ተቐቢሎም፣ ኣትናቴዎስ ዝብል ናይ ክህነት ስም ድማ ተዋሂብዎም። ብዙሓት ተጋባእቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስትያን ተዋህዶ፣ ኣቦና ካህን ኣትናቴዎስ፣ Read more...


Read more...
 

The 12th Annual Conference

E-mail Print

The 12th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on July 22-25, 2010, at the Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church, in New York City, NY.

Read more...
 

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ

E-mail Print

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ

 

ትሕዝቶታት ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ (2010)

E-mail Print

ስእላዊ መግለጺ ጉባኤ 2010 ንምርኣይ ኣብዚ ተወከስ

ፕሮፈሶር ሃብቱ ገብረኣብ መዓርግ ክህነት ተቐቢሎም፡ ዶር  ደሳለ ድማ መዓርግ ዲቁና ተቐቢኡ

ፕሮፈሶር ሃብቱ ገብረኣብ ብቐዳም 24 ሓምለ 2010 ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ መዓርግ ክህነት ተቐቢሎም፣ ኣትናቴዎስ ዝብል ናይ ክህነት ስም ድማ ተዋሂብዎም። ብዙሓት ተጋባእቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ መበል 12ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስትያን ተዋህዶ፣ ኣቦና ካህን ኣትናቴዎስ፣ Read more...

መልእኽቲ 3 ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

ኣቐዲመ መልእኽተ ሰላም ወፍቅር እልእኸልኩም። እንቋዕ ናብዚ በብዓመቱ እትጋብእሉ መንፈሳውን ቅዱስን ናይ እግዚኣብሔርን፥ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዕብየትን፥ መደብን፥ እትሕንጽጽሉ ዓመታዊ ጉባኤ እግዚኣብሔር ኣብጽሓኩም። Read more...

መሪሕ ጥቕሲ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ፡ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ

ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ እዚ ንሎሚ ዓመት ዝተመርጸ መሪሕ ጥቕሲ: ተደጋጋሚ መጠንቐቕታ ናይ ነብያት ምስ ተነጽገ፡ እግዚኣብሔር ንምርኮን መግዛእትን ኣሕሊፉ ስለዝሃቦም ካብ 538-432 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ፡ ንእስራኤልውያን ኣዝዩ ጽንኩር ዓመታት ምንባሩ ይፍለጥ። "ቁጥዓ እግዚኣብሔር ነዲዱ ... ፈውሲ ምስ ተሳእኖ" Read more...

Read more...
 

ዝርዝር መደብ ጉባኤ 2010

E-mail Print

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ: መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብዚ ዝስዕብቦታን ዕለትን ክካየድ እዩ። ከምቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ፣ ንዓበይትን መንእሰያትን ዝኸውን ዝተፈላለዩ ስብከትትምህርተ-ወንጌል: ትምህርትን ሰሚናራትን ክወሃብ እዩ።

Read more...
 

ትሕዝቶታት ጉባኤ 11 ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ (2009)

E-mail Print
ትሕዝቶታት ጉባኤ 2009
Read more...
 

A blessing conference concluded in success

E-mail Print
The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America, concluded its 11th annual conference on August 2, 2009. We thank God for such a successful conference. The Biblical theme of the year was: "This is what the LORD says: "Stand at the crossroads and look; ask for the ancient paths, ask where the good way is, and walk
Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  Next 
  •  End 
  • »


Page 1 of 3

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ






ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ