S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

2024 ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ | Conference 2024

ብፁኣን አቦታት ዝመርሕዎ ፈላሚ ውሁድ ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ካብ ሓምለ 11 - 14 (July 11-14) 2024: አብ ቤ/ክ መድኃኔ ዓለም ዋሽንግቶን ዲሲ ኪካየድ እዩ። እዚ ታሪኻውን መንፈሳውን ጉባኤ: መቐጸልታ ናይቲ በብሸነኹ ን25 ወይ ን5 ዓመታትን፡ ኪካየድ ዝጸንሐ ውጺኢታዊ ጉባኤታት ኮይኑ፡ ናብዚ ውህደትን ብራኸን ክንበጽሕ ዝደገፈና እዩ። ድሕሪ ውህደትውን ንቅድሚት ዘሰጉመናን ንሓድነት፡ ትንሣኤን ዕብየትን ናይ ብምልእታ ቤተ ክርስቲያንና ንኽብጻሕ፡ ከምቲ ቅዱስ ጽሑፍ ዝብሎ “ሓጺን ንሓጺን ይስሕሎ፡ ከምኡ ኸኣ ሰብ ንገጽ ብጻዩ ይስሕሎ።” ምሳሌ 27:17 አምላኽ ዘሰከመና ታሪኻዊ ሕድሪ ብብቕዓት ንኽንፍጽም ነንሕድሕድና ንባላላሓሉ ዓብዪ መንፈሳዊ መአዲ እዩ። ስለዚ ውሉደ ክህነትን ንምእመናንና አተባቢዕና ኩላትና ክንሳተፎ ነዘኻኽር። ክልል ሰበኻ ጉባኤታትውን አብ ርእሲ እቲ ዝውሃብ መንፈሳዊ ትምህርትታት፡ ንምምሕዳር ዝምልከት ጉዳያት ብሰፊሑ ኪዝተየሉ ስለዝኾነ፡ ወከልቶም ብምልኣኽ ኪሳተፉ ኣቐዲምና ንሕብር። Online Registration Form

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

Coming soon

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Medhane-Alem Eritrean Orthodox Church

4331 Bladensburg Rd, Colmar Manor, MD 20722, Map

ሓበሬታ መዐርፎ ነፈርቲ  - Airport Info

1) Reagan National Airport [DCA]

2) Baltimore Airport [BWI]

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Coming soon

 ሓበሬታ - Contact Person:

Coming soon

ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div