S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኦ ካብ ሰማይ ዝወረድካ (ናይ ንጕሆ ጸሎት)

ሰብኡት፡- ኦ ዘወረድከ እምማይ በእንቲነ።ኣንስቲ፡- ስምነ ኣምክነ ወመድኒነ።

ሰብኡት፡- ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ዘወረድከ እምማይ በእንቲነ።

ሰብኡት፡- ስምነ ኣምክነ ወመድኒነ።ኣንስቲ፡- ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ዘሰከብከ ውስ ጎል በእንቲነ።ኣንስቲ፡-ነ ኣምላክነ ወመድኒነ።

ሰብኡት፡- ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተጠብለልከ በጽርቅት በእንቲነ።

ሰብኡት፡- ስምነ ኣምላክነ ወመድኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ዘተከደንከ ቆጽለ በሶን በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምነ ኣምክነ ወመድኒነ።

ሰብኡት፡- ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተገዘርከ ኣመ ሰሙን ለት  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምነ ኣምክነ ወመድኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘተምህርከ ከመ ህጻን በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘልህቀ በበህቅ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘተኣዘዝከ ከመ ገብር በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተጠመቅከ በዮርዳኖስ  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡-  ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘጾምከ ኣርብዓ መዓልተ ወኣርብዓ ሌሊተ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተመከርከ በገዳም  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘሓረይከ ሓዋርያተ በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘኣንሶሰውከ ውስተ ዓለም  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘመሓርከ ቃለ ወንጌል በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘሓጸብከ እግረ ኣርዳኢከ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘኣሃዙከ ኣይሁድ በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘኣሰሩከ ድኅሪተ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘሰሓቡከ ከመ በግእ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘሓተቱከ ከመ ሰራቂ ወፈያት  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘኣቆሙከ ውስተ ዓውድ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘጸፍዑከ ገጸከ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘሰለቡከ ክዳነከ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘቀሰፉከ ዘባንከ  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘኣልበሱከ ከለሜዳ ዘለይ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተኮራዕከ ርእሰከ  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘኣስተቄጸሉከ ኣክሊለ ሶክ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘኣጾሩከ መስቀል  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘቀነውከ እደዊከ ወእገሪከ በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘሰቀሉከ ዲበ ዕፅ  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘኣስተዩከ ብሒኣ ዘምስለ ሓሞት በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘተኣገስከ ጽእለተ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘጥዕመ ሞት በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘረገዙከ ገቦከ በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ዘኣውሓዝከ ደመ ወማየ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘኣውረዱከ እመስቀል በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘገነዙከ ዮሴፍ ወኒቆዲሞስ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘወደዩከ ውስተ ዝሕር  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘተንሣእከ በሣልስት ዕለት በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘዓረከ ውስተ ሰማያት  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘፈኖከ መንፈሰከ  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ዘትመጽእ ዳግመ በስብሓት  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ዘትኴንን ሕያዋነ ወሙታነ በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ተስፋሆሙ ለኩሎሙ ኣጽናፈ ምድር  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ።

ሰብኡት፡- ኦ ተስፋሆሙ ለኩሎሙ ኣጽናፈ ምድር  በእንቲኣነ።ኣንስቲ፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።

ሰብኡት፡- ኦ ክርስቶስ።ኣንስቲ፡- ኦ ተስፋሆሙ ለኩሎሙ ኣጽናፈ ምድር  በእንቲኣነ።

ሰብኡት፡- ስምዓነ ኣምላክነ ወመድኃኒነ።ኣንስቲ፡- ኦ ክርስቶስ። ፫ ጊዜ

Diocese

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 

Support Tewahdo TV

Gofundme

Support Diocese

PayPal

ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ

ስብከተ ወንጌል

ራድዮ ቃለ ኣዋዲ

መጻሕፍቲ - Books 

ጾምን በዓላትን

Diocese Churches

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div