S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ደብዳቤታትኩም

ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ እትነብሩ ዘለኹም ሕሩያት፣ ውሉድ እቲ ህያው ኣምላኽ ዝኾንኩም ወለዲ፣ ኣሕዋትን ኣሓትን፣ ጸጋን ሰላምን ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣባኻትኩም ይብዛሕ።
ፍቁራት፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም እግዚኣብሔር ከሰንየኩም ተስፋ ንገብር።

ነቶም ከይሰልከኹም መልእኽቲ እትልእኩልና ኩልኹም እናመስገንና፣ ስለዚ ነገር' ኩልሳዕ ንእግዚኣብሔር ክብሪ ይኹን። ጽሑፋትኩም ከይፍልየና ሓደራ እናበልና፣ ናብ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ እትልእክዎ ጽሑፋት ኩሉ ነንብቦ ኢና። ከከም ኣድላይነቱ'ውን መልሲ ንጽሕፈልኩም ኢና። ምስቲ ዘለና ናይ ጊዜ ሕጽረት ግና ንኹሉ መልሲ እንተዘይጽሓፍናልኩም ክትርድእዎ ተስፋ ንገብር። እምበኣር ንሎሚ ገለ ካብቶም ኣብዚ ዓመት (2010) መልእኽትኩም ዝበጽሓና እሞ ዘይመለስናልኩም እዞም ኣስማቶም ተዘርዚሩ ዘሎ እዩ። 

  1. ልኡል
  2. ሺሻይ /ክርስቶስ
  3. ግርማይ ግደ
  4. ሃኒባል
  5. ዳኔኤል: “ነፍሰየ ንእግዚኣብሔር ባርኺ" ማለት ኣመስግንዮ ማለት እዩ። ከምቲ ዝገለጽካዮ፡ ሰባት ንእግዚኣብሔር የመስግንዎ፣ እግዚኣብሔር ድማ ንሰባት ይባርኾም።ባረኸዝብል ቃል፣ መተካእታ ናይ "ኣመስገነ" ዝብል ቃል እዩ።
  6. ዲያቆን ተሾመ
  7. ተኽለሃይማኖት
  8. ሲሳይ
  9. ተኽለ ካብ ጀርመን
  10. ሰላም
  11. ሳሙኤል ክፍላይ
  12. አበባ አብርሃለይ
  13. ሄኖክ
  14. ዳንኤል
  15. ሃይለ
  16. ፓትሪክ ያንግ
  17. ስሙ ዘይገለጸ ካብ ካይሮ
  18. ዳዊት: መጽሓፍ ቅዱስ ብነጻ ናብ ህዝቢ ዝበጽሓሉ ኩነታት ንምፍጣር ንጽዕር ኣሎና። ዝሃብካና ምኽሪ ድማ ኣብ ልብና ዘሎ ሰናይ ሓሳብ እዩ።
  19. ኣለም ብርሃነ
  20. ሰመረ ፍስሃ
  21. ሓጎስ ተስፋይ
  22. ኣብርሃም ከሰተ: ስለምንታይ ኣብ እምነት ለውጢ ተገይሩ ንዝብል ሕቶኻ፣ ኣብ እምነት ለውጢ ኣይተገብረን: እኳ ድኣ ነቲ ጽሩይ እምነት ንምዕቃብ እዩ ኣስተምህሮና።
  23. ረዳ ምንያ
  24. ሰሎሞን ጌታቸው
  25. ኣቦይ ቀሺ ሓለፎም
  26. የማነ ኣዲስ ኣበባ
  27. ዲያቆን ቴዎድሮስ እቲ ዝመሓላለፍ ስብከታት ብዙሕ ንጹር ከምዘይኮነ ንዝሃብካና ምኽሪ ተቐቢልና ከነተግብሮ ኢና።
  28. ክብሮም ስብሃቱ
  29. ሮበል መልኣከ
  30. Rev. Fr. Robert Holet
  31. ፍጹም: ብካህናት ኣቦታት ዝዳሎ ስብከታት ብካሴት/ሲዲ ተሓቲሙ ይዝርጋ ኣሎ። ኣብ ከባቢኻ ካብ ዝርከብ ቤተ ክርስቲያን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። እንተዘይኮነ ካብዚ መርበብ'ዚ ወሲድካ ክትቐመሉ ነፍቅደልካ።
  32. ዓወት
  33. ዮናታን ኤፍሬም
  34. ኣስመሮም ተወልደ
  35. ዮናስ
  36. /
  37. ሃብተ
  38. ዳኒ
  39. መሰረት /ኣምላኽ
  40. Santhosh Zachariah
  41. ኢያሱ
  42. ፍረ /ማርያም
  43. ሓጎስ
  44. ውሂበ /ሚካኤል
  45. ኣድሓኖም
  46. ተኽሊት ዓዲ እንግሊዝ
  47. ኣቦይ ቀሺ ገብረብርሃን
  48. ዓወት ግርማይ
  49. ገነት
  50. ኣቦይ ቀሺ መ.ዮ
  51. ምክኤል ሙሉጌታ
  52. ህዝቅኤል አልያስ
  53. ጽገወይኒ ዓበድ
  54. ከምኡውን ብተለፎን ዝደወልኩምልና ኩልኹም

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div