S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ናይ ሕልና መልእኽቲ ካብ ፓትርያርክ እንጦንዮስ

እምበኣርከስ ኣቱም ፍቁራተይ! እዚ ኹሉ ተስፋ እዚ ካብ ዝህልወናስ ካብቲ ሥጋን መንፈስን ዜርክስ ዘበለ ኹሉ ርእስና ነንጽ ንኣምላኽ እናፈራህና ኸኣ ብቕድስና ፍጹማት ንኹን። ልብኹም ኣግፊሕኩም ክፈቱልና።

ንሕና ንሓደ እኳ ኣይዓመጽናን፥ ንሓደ እኳ ኣይጎዳእናን፥ ንሓደ ኣኳ ኣይተበለጽናሉን። እዚ ዝብለኩም ዘሎኹ ኽወቕሰኩም ኢለ ኣይኮንኩን። ከመይ ከምቲ ኣቐዲመ ዝበልኩኹም ንኣኻትኩም ልብና ኽፉት እዩ። ይወት እንተ ኣሎና ወይ እንተ ሞትና ኹሉ ሳዕ ምሳኻትኩም ኢና። ኣባኻትኩም ብዙሕ እምነት ኣሎኒ። ብኣኻትኩም ከኣ ኣዝየ እየ ዝሕበን። ተጸናኒዐ ኣሎኹ፥ ብዙሕ ጸበባ እኳ እንተ ኣሎና ሓጎሰይ ወሰን የብሉን (2 ቆሮ 71-4)

ብዙሕ ጥዕና ኣይረኸብኩን እሞ ብጸሎት ዘክሩኒ።
ኣቦኹም ኣቡን እንጦንዮስ, 3 ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div