S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጥፈልጡዶ?

ዝሓጸረ ምዕራፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ:- መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 117 ምዃኑ።

ዝነውሐ ምዕራፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ:- መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 119 ምዃኑ።

ማእከል ክፍሊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ:- መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 118 ምዃኑ።

ቅድሚ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 118 ዘሎ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ 594 ምዕራፋት ኣለዎ።

ድሕሪ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 118 ዘሎ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ 594 ምዕራፋት ኣለዎ

እዚ ክልቲኡ ተደሚሩ ድማ 1188 ምዕራፋት ይኸውን: ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስ 1188 ምዕራፋት ኣለዎ።

ማእከል ጥቅሲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ:- መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 118 ቁጽሪ 8 እዩ። "ካብ ኣብ ሰብ ምውካልሲ ኣብ እግዚኣብሔር ምዕቋብ ይሓይሽ" ድማ ይብል።

ክቡር ኣንባቢ: ሎሚ ኣብ ኣምላኽዶ ወይስ ኣብ ክእለትካን ሓይልኻን ኢኻ ትውከል? ኣብ ሰብዶ ወይስ ኣብ ኣምላኽ ኢኻ ትዕቈብ? ክቡር ሰብ: ኣብቲ ንገዛእ ርእሱ እኳ ከድሕን ዘይክእል ሰብ ኣይትጸጋዕ። ጸግዕኻን እምባኻን’ሲ እቲ ንንፋሳት ዝእዝዝ: ንማዕበል ዘህድእ  እግዚኣብሔር ድኣ ይኹን

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div