S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ማእሰርቲ 5ተ መነኮሳት ደብረ-ቢዘን፥ ዓሚ ከምዛ ሎሚ

ዓሚ ልክዕ ከምዛ ሎሚ 13 ሰነ 2019 . 5 ገዳማውያን ኣቦታት ብዘይ ፍትሕን ትእዛዝ ቤት ፍርድን ካብ ገዳም ደብረ ቢዘን ብኃይሊ ህግደፍ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ጊንዳዕ ዝኣተውሉ ዕለት እዩ። እወ! ዓመት ከም ሓንቲ ዕለት ብቝርን ሃሩርን ብጥምየትን ጭንቀትን፥ ብሕማምን ስቅያትን ብጸርፍን ውርደትን 365 መዓልታት ብእህህታን ሓዘን ኣብ ጸልማት ማሕዩር ተዳጕኖም ኣለዉ።

እዚ ኣብ ቅድሚ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ኩሎም ኦርቶዶክሳውያን ኣመንትን ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕን በደልን ስፍርን ቁጽርን የብሉን። ከምቲ "ክቡር ንጉሥ ፍትሓ ያፈቅር፥ ማለት ክቡር ንጉሥ ፍትሒ የፍቅርን፥ ዓማጺ መራሒ ከኣ ፍትሒ ይቀብር" ከም ዝበሃል: እንሆ እዞም ንጹሃት መንኮሳት ብዓመጻ ብዘይ ፍትሒ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ። እቶም 5 ኣቦታት መነኮሳት ገዳም ደበረ ቢዘን እዞም ዝስዕቡ እዮም-

1.     ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን፥

2.     ኣባ ኪዳነማርያም ተኸስተ፥

3.     ኣባ ክብርኣብ  ተኪኤ፥

4.     ኣባ ገብረትንሣኤ ዘሚካኤል፥

5.     ኣባ ገብረትንሣኤ ተወልደመድህን ዝበሃሉ እዮም።

ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንኩም፡ መከራይጸግቡ ንዘለዉ ኸኣ ንስኻትኩምውን ኣብቲ ሥጋ ከም ዘሎኹም ኴንኩም ዘክርዎም (ዕብ 133)።

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div