S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

“ዎ ኣግዚኣብሔር” ክሳብ መዓስ

ዎ እግዚኣብሔርክሳብ መዓስ እዩ መከራና ክቕጽል፧ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ዘይትብለልና፡ ብሓቂ ድዩ ተስፋና ጸልሚቱ፧ ካንዶ ሥጋና ንኣሞራን ንዓሳ ባሕርን ክንከውን ፈሪድካናን ደርቢኻናን ኢካ፧ ወረ ክሳብ መዓስ ኢኻ ንኣውያትና ዘይትሰምዓና፧ እግዚኣብሔር  እቲ ብዘመን ኣቦታትና ዝነበረ ምሕረትኻ ኣበይ ተሰወረ፧ በጃኻባ ዘክረና፡ ንድኻምና ኣይትጸብጽብ፡ ይኣክል በለና። እግዚኣብሔር ንሓድሕና ክንማናጨት መሰክሒ ዓለም ኰይና ኢና ዝንሳሕ ልቦና ሃበና፡ ካብዚ ንደሓር ነዚ መከራ እዚ ክንጻወሮ የብልናን።

ጽንዓት ንስድራቤት፡ መንግሥተ ሰማይ ንምዉታት፡ ልቦና ንኹላትና ሃበና

/ ሽሞንዲ ኃይለ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div