S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ርክበ ካህናት መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ንመበል 9 ዓመት ንሠለስተ መዓልታት ክካየድ እዩ። እቲ ካብ ረቡዕ 3 መጋቢት ክሳብ ዓርቢ 5 መጋቢት (March 3-5) 2021 .. ብናይ ርሕቀት መስመር ክካየድ እዩ። ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ እትደልዩ ውሉደ ክህነት፥ ኣብዚ መመዝገቢ'ዚ [Form] ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ ነዘኻኽር።

ጉባኤ ዝካየደሉ ዕለት፥ 3 መጋቢት ክሳብ ዓርቢ 5 መጋቢት 2021 ..

ኩሉ ኣቆጻጽራ ሰዓት  ብምብራቓዊ ዞባ ሜርካ እዩ (New York Time)።

500 - 630 ምሸት - 1 መደብ ትምህርቲ- ብኣቡነ መቃርዮስ

630 - 800 ምሸት - 2 መደብ ትምህርቲ

800 - 900 ምሸት - ዕረፍትን ድራርን

900 - 1030 ምሸት - 2 መደብ ትምህርቲ


Join Zoom Meeting: https://us02web.zoom.us/j/84882103945

One tap mobile: 13017158592,,84882103945#

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ-ኣበዊነ!

መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div