S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ሥላሴ ስያትል

ናብ ኩሎም ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን

ብመጀመርያ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን እናበልና፤ ብሩኽ በዓለ-ሃዋርያት ይግበረልና።

ብምቕጻል: ንዕለት 16 ሓምለ 2011 ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምርሑ ሊቃውንትን ብዙሓት ዕዱማትን ኣብ ዝርከብሉ ቤተክርስትያን ደብረ ሰላም ቅድስት ሥላሴ ዓመታዊ ክብረ በዓል እነብዕለሉን በረኸት እንቅበለሉን መዓልቲ ስለዝኾነ፥ ንኹሎም ምእመናን ብኽብሪ ንዕድም።  ብተወሳኺ: እዚ ዝስዕብ መደባት ተሰሪዑልና ኣሎ።

መደብ   መርሓ ግብር   07/15 - 07/17/2011 

ዓርቢ: 600 - 900 . . ዋዜማ ብሊቃውንቲ ቤተክርስቲያን 

ቀዳም

  • 300 - 800   ስብሓታትን ማሕሌትን
  • 800 - 1030  ቅዳሴ
  • 1030 - 1200 ስብከትን ዑደት
  • 1200 - 500  .. ምሳሕ/ንግደት

ሰንበት፡

900 -100 . . ቅዳሴን ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝቐርብ ፍሉይ ትምህርቲ ንወለድን መንእሰያትን።

 

  • 12327 15th Ave NE
  • Seattle, WA 98125 

 

ንቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 3 ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!

ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብዚ ናይ ፈተና እዋን፡ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ፡ ኣብ ኣገልግሎቶም ኣሳልጦ ይሃብ!

ንቤተክርስቲያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ የስፍን።

በረኸት ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን !

 

ሰበኻ ጉባኤ  .... ስያትል

ደብረ ሰላም ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ስያትል። 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div