S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዑደት ናብ ቅድስት ሃገር የሩሳለም።

ብምኽንያት በዓል ትንሣኤ ክርስቶስ ብሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ዝተወደበ ነጋድያን የሩሳሌም ዝምልከት፡ ኣብ ቅድስት ሃገረ ዑደት ተገይሩ።

እቲ ብኣገልገልቲ ቅድስት ማርያም ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዲያቆናት እናተመርሐ ዝተኻየደ ዑደት።

ኣብ ምእመናን ቤተ ክርስቲያን ዓቢ ሓጎስን ፍስሓን መንፈሳዊ ዕግብትን ዝፈጠረ ኣብ ርእሲ ምንባሩ ብፍላይ ግን ኤርትራውያን ምእመናን ቅድስት ማርያም ኣብ የሩሳሌም ብዝገበርዎ ኣስተዋጽኦን ተሳትፎን እቲ ዑደት ኣዝዩ ዕውት ነይሩ።

እቲ ኣብ ግዜ ሕማማት ዝተጀመረ ብጸሎትን ጾምን ዝተሰነየ ጉዕዞ፡ ሓሙስ ኣብ ቅድስት ቦታ ኣብ የሩሳሌም ምእመናን ብቅዱስ ቁርባን ተሳቲፎሞ፡ ዓርቢ ኣብ ስግደትን ጸሎትን ተዋዒሉ፡ ትንሣኤ ክርስቶስ መዓልቲ ድማ ኩሉ ምእመን፡ ኣብ ቅድስት ቦታ ኣብ ትንሣኤ ክርስቶስ ዝተንሥኣሉ፡ ምስ ኩሎም እቶም ናይ ኦሬንታልን ምስራቕ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ብሓጎስን ፍስሓን ብሓደ ብምስጋና ኣኽቢሮም ውዒሎም።

 

ኣብዚ መንፈሳዊ ዑደት ካብ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ዝኸዱ ተሳለምትን፡ ንይ ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን ኣብ እስራኤልን ብሓባር ብምስጋናን ጸሎትን ከካይድዎ ንትንሣኤ ክርስቶስ ድማ ብሓጎስን ፍስሓን ክገልጽዎ ቀንዮም።

 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div