S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ቅድስቲ ማርያም ቤተ ክርስቲያን ፖርትላንድ

ኩቡራት መእመናን ህዝበ ክርስቲያን፣ብቀዳምነት ካብ ልቢ ዝነቀለ መንፈሳዊ ስላምታና ኢናቅረብና ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን ንብል። ካብኡ ብምቅጻል ክኣ እዚ ዝስዕብ ብስራት ከነካፍለኩም ንፈቱ። ኦርቶዶክሳዊት

ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ኤርትራ ኣብ ፖርትላንድ ብዕለት 26 ለካቲት 2011 ኣብቲ ካብ ስያትል ዋሽንገቶን ዝመጹ መእመናን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባላት ሰበኻ ጉባኤን መዛሙራንን ኣብ ዝተረክቡሉ እዋን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ታቦት በክብርን፣ ጾሎትን ምስጋናን ከምዝኣተወ ንሕብር።

 

በዚ ኣጋጣሚ እዚ ቤተክርስቲያንና ንንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ነቶም ምሳና ሓቢሮም ዝውዓሉ መእመናንን መራሕቲ ሃይማኖትን መንፈሳዊ ምስጋናና እንዳቅረብና እግዚኣብሔር ጻማኩም ይሃብኩም ንብል።

 

ንቅዱስ ሣልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!
ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ዕዮኦም ዓወትን ኣሳልጦን፡
ንሃገርናን ቤተ ክርስትያንናን  ድማ ሰላሙ ይሃብ።

ምምሕዳር ሰበኻ ጉባኤ
ቅድስቲ ማርያም ቤተ ክርስቲያን
ፖርትላንድን ከባቢኣን

3515 Northeast Killingsworth Street
Portland, OR 97211

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div