S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሰንበት ብርሑቕ ዝመሓላለፍ ኣገልግሎት - Prayer Service







ካብ ደብረ ሰላም ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ዓለም ዲሲ ዝተመሓላለፈ ኣገልግሎት (3/22/2020) - YouTube channel


ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልኹም ይኹን ዝኸበርኩም ምእመናን ህዝበ-ክርስቲያን።

ብምኽንያት ሕማም ለበዳ (COVID-19)፥ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዝግበር ኩሉ ኣገልግሎት ንግዚኡ ክስረዝ ነዘኻኽር። ምእመናን፥ ነዚ ብርሑቕ ዝመሓላለፍ ጸሎተ ምህልላን ትምህርትን ብቐጥታ ኣብ ቤቶም ኮይኖም በዚ ኣገባብ'ዚ ክከታተሉ ድማ ንሕብር።

"Effective Immediately, No Liturgies or any meeting will be held in any of the Churches in the Diocese until further notice." Service will be live streaming via Facebook, Youtube and dial up (Teleconference). We ask the faithful to pray fervently from their homes. May the love of God be with you all.

ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡ ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ (ኢሳ 41.10)።

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።

21 መጋቢት 2020 ዓ. ም።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div