S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ 2020 Conference

መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ከተማ ሲንሲናቲ ኦሃዮ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ክካየድ እዩ። ጉባኤ፥  ሓሙስ ሓምለ (July) 30 -  ክሳብ ሰንበት 2 ነሓሰ (August) 2020 ዓ. ም ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ጉባኤ' ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

Coming 

ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Coming 

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Holy Trinity Eritrean Orthodox Tewahdo Church Cincinnati

222 Hartwell Ave, Cincinnati, OH 45216

Map

ዝርዝር መደባት ፕሮግራም- Program Detail

Coming

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div