S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ግዱሳት ኣሜርካውያን ኤርትራውያን፣ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ንክፍትሑ ዝጀመርዎ ጠለብ ቁጽሩ

እናዓበየ ይኸይድ ከምዘሎን ኣብ ካልኦት ኣህጉር ዝነብሩ ኤርትራውያን ይድግፍዎ ምህላዎምን እቲ ናይ ጥርዓን ደብዳበታት ይሕብር።

ቀንዲ ትሕዝቶ ናይቲ ጠለብ፣ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ንጉዳይ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣቓልቦ ሂቡ፣ ብዘይ ወዓል-ሕደር ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ዝከኣሎ ክገብር ዝሓትት እዩ።

ኤርትራ፣ ግህሰት ኣምልኾ ዝገነነላ፣ መሰል-ሰባት ዘይክበረላ ቦታ ምስ ተቐየረት፣ ፓትርያርክ እንጦንዮስ መሰል ኣምልኾን ናጽነትን ከኽብር ንመንግስቲ-ኤርትራ ስለዝሓተትዎ፣ ካብ መዓርጎም ብሓይሊ ከምዘውረዶምን ግዳይ መንግስታዊ-ዓመጽ ከምዝኾኑን  እቲ ናይ ጥርዓን ጽሑፍ ይትንትን። ልዕሊ ሰማንያ ዝዕድሚኦም ፓትርያርክ እንጦንዮስ ብሕማም ስኾርያ ከምዝጥቕዑን ጥዕንኦም ኣብ ዘሻቕል ኩነት ከምዘሎን ድሕሪ ምሕባር፣ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ቅጽበታዊ ዝኾነ ፍታሕ ክገብር ምሕጽንትኦም የቕርቡ።

ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣቡነ እንጦንዮስ፣ ካብ 2007 . ክሳብ ሕጂ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ድሕሪ ምሕባር፣ ሕጂ ብዘይ ወዓል-ሕደር ክፍትሑ ስምናን ክታምናን ኣተሓሒዝና ንልእኽ ኣሎና ብምባል እቲ ናብ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ዝቐርብ ዘሎ ጥርዓን ሓሳቡ ይድምድም።

ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ተወከሱ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div