S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ቤተክርስትያን ተዋህዶ

መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ፣ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን፣ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ፣ ኣብ ትሕቲ "...በታ ሓንሳእ ንሓዋሩ ንቕዱሳን ዝተዋህበት እምነት ተጋደሉ..." ይሁዳ 4 ዝብል ቴማ፣ ኣብ ቅድስቲ ማርያም ቤተክርስትያን ሳን ሊያንድሮ (ኦክላንድ) ካሊፎርንያ ካብ ሓሙስ ዕለት 21 ሓምለ (July ) ክሳብ ሰንበት 24/2011 ክካየድ እዩ።

ሓሙስ (07/21/2011)

6፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00 ቁርሲ

9፡30-10፡30 ትምህርቲ “ሓንቲ፣ ቅድስትን ኣጽናፋዊትን ቤተክርስትያን ንኣምን" 1ይ ክፍሊ

10፡30-10፡45 መዝሙር ብካህናት

10፡45-11፡30 ስብከት፡ 1ይ ክፍሊ

12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

2፡30-4፡00 ዕረፍቲ

3:30-5:00

Youth Seminar 1

Opportunities for a successful career path

(American expert recommended by St. Mary’s church member)

5፡00-7፡00 ድራርን ዕረፍትን

7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

7፡30—8፡15 ስብከት፡ 2ይ

8፡15-8፡30 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት  ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ዓርቢ (07/22/2011)

6፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00

9፡30-10፡30  ትምህርቲ “ሓዋርያዊ ሰንሰለት ቤተክርስትያንን ትውፊትን” 2ይ ክፍሊ

10፡30-10፡45 መዝሙር ብካህናት

10፡45-11፡30 ስብከት፡ 3ይ ክፍሊ

12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

2፡30 – 3፡30 ሰሚናር 1ይ ክፍሊ

3:30-5:00

Youth Seminar 2

The Spirit of servant hood

5፡00-7፡00 ድራርን ዕረፍትን

7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

7፡30—8፡15 ስብከት፡ 4ይ

8፡15-8፡30 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ቀዳም (07/23/2011)

6፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00 ቁርሲ

9፡30-12፡00 ወርክ ሾብ; ብዛዕባ ሙቛም ቤት ትምህርቲ ስነ-መለኮት።

1)ኣብ ምምስራት ቤት ትምህርቲ ስነ-መለኮት ካብ ኦርየንታል ተዋሕዶ ኣብያተ ክርስትያናት እንቐስሞ ተሞክሮ ። (45 minutes)

2)ግደ ገዳማት ኣብ ምዕቃብን ምምሕልላፍን ትምህርቲ ወንጌል። (45 minutes)

3)ሙቛም ቤት ትምህርቲ ስነ-መለኮት ኣብ ምፍታሕ መሰረታዊ ሽግር ቤተክርስትያንና (45 minutes)

12፡00-2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

2፡30-4፡00 ሰሚናር 2ይ ክፍሊ

4፡00 - 4፡30 መልእኽቲ ሃገረ ስብከት

3:30-5:00

Youth Seminar 3

The Source, meaning, & significance of our Orthodox Worship

5፡00-7፡00 ድራርን ዕረፍትን

7፡00 -7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን

7፡30—8፡15 መጠቓለሊ ስብከት (5ይ ክፍሊ)

8፡15-8፡30 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ኣርእስታት ስብከት

1.ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” እናበልና ንልምነኩም ኣሎና። 2ቆሮ 5፡20 (“ዕርቂ ምስ ነፍስና፥ ዕርቂ ምስ ኣሕዋትና፥ ዕርቂ ምስ ኣምላኽና)

2.እግዚኣብሔርሲ ኩሉ ሰብ ኪድሕን ናብ ፍልጠት ሓቂ ኪመጽእ እዩ ዚፈቱ። 1 ጢሞ 2፣1-4

3."በዚ ግዜ እዚ ስቕ እንተ በልክስ፣ ንኣይሁድ ሓገዝን ድሕነትን ካብ ካልእ ቦታ ኺመጽእ እዩ...ንስኺ ኸምዚ ንዝበለ እዋን ናብ መንግስቲ መጺእኪ እንተ ኾንኪኸ፣ መን ይፈልጥ?" ኣስቴር 4፣12-17; መዝሙር 137 

4."እቶም ዝኣመኑ ኩላቶም ሓደ ልብን፣ ሓደ ሓሳብን ነበሩ፣ ...ብዓብዪ ሓይሊ ይምስክሩ ነበሩ፣ ኣብ ኩሎም ከኣ ዓብዪ ሞገስ ነበረ።" ግብሪ ሃዋርያት 4፣32-35 (3፣ 43-47)።

5.መጠቓለሊ ናይ ዝቐነየ ስብከትን ትምህርትታትን

ኣርእስታት ትምህርቲ

1.“ሓንቲ፣ ቅድስትን ኣጽናፋዊትን ቤተክርስትያን ንኣምን"

2.“ሓዋርያዊ ሰንሰለት ቤተክርስትያንን ትውፊትን”

ኣርእስታት ሰሚናር  (Friday and Saturday)

1.ንሞያውያን ደቂ ቤተክርስትያን ዝምልከት መደብ 1) ንጽርየትን ጥዕና፣ ጽገናን ስኒ ዝምልከት ኣስተምህሮ ብክኢላታት ቅ. ማርያም ቤተክርስትያን በይ አርያ። (1 hr)

ንካንሰር ዝምልከት፣ ኪግበር ብዛዕባ ዝኽእል ጥንቃቐን እንተኣጋጢሙ ዝድለ ኣተኣላልያን። (1 hr)

2.ብቑዓት ተተካእቲ ኣብ ምፍራይ ግደ ወለድን (1ይ ክፍሊ) (45 minutes)

ግደቤተክርስትያን (2ይ ክፍሊ) እንታይ እዩ? (45 minutes)

ጸጋ ኣምላኽ ምስ ኩላትና!

እግዚኣብሔር ንቅዱስ ኣቦና፡ ኣብዚ ናይ ፈተና እዋን፡ ብሰላምን ጥዕናን ይሓልወልና።

ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ኣገልግሎቶም ዓወትን ኣሳልጦን፡ ንሃገርናን ቤተክርስትያን ከኣ ሰላሙ ይሃብ።

For Hotel click here

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div