S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓበሬታ ንተመሃሮ ሥነ መለኮት ተዋሕዶ

1. ናይ ዝሓለፈ ክፍለ ትምህርቲ (semester) ፈተና ካብ ዕለት ጥሪ 20, 2020 ጀሚሩ ክወሃብ እዩ፣

ስለዚ ኩልኹም እዚ ክፍሊ ትምህርቲ (semester) ዝተመሃርኩም፥ ፈተናኹም ተኸታቲልኩም ክትወስዱ ነዘኻኽር።

2. ሓደሽቲ ተመሃሮ መዝገባ ካብ ጥሪ 1, 2020 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት የካቲት 15, 2020 ዝሎ ኣብ www.tewahdotheology.org ኣቲኹም ክትምዝገቡ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ ናይ ምዝገባ ጸገምን እንተሎ፥ በዚ Email ርኸቡና። This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ምዝገባ - ሓደስቲ ተመሃሮ፥

ኣብዚ ጠውቕ https://tewahdotheology.org/edu/login/index.php

መዘኻኸሪ፥ ኩለን ናይ ቀይሕ ምልክት ዘለወን ክምልኣ ኣለወን። email address and password ክርሳዕ የብሉን።

ብተወሳኺ ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ዘድሊ መልሲ Email ስለ ዝወሃብ መዓልታዊ ኢመይል ምኽፋትን ምውካስን ኣድላዪ እዩ።

ትምሀርቲ ብቋንቋ ትግርኛ ኮይኑ ብርሕቀት ስለ ዝወሃብ፥ ፈተና ብርሕቀት (online) እዩ ዝውሰድ።

ኣብዚ ክፍለ ጊዜ እዚ ዝወሃብ ትምህርትታት።

1. ብሉይ ኪዳን ቀዳማይ ክፋል (Old Testament 1)

2. ሓዲሽ  ኪዳን ቀዳማይ ክፋል (New Testament 1)

3. ትምህርቲ ጉስነት  (Pastoral Theology (counseling)

ድሕሪ 15 የካቲት 2020 ዓ.ም ምዝገባ ኣይንቕበልን ኢና

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div