S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብመስቀሉ ነቲ ጽልኢ ቀተሎ

ብመስቀሉ ነቲ ጽልኢ ቀቲሉ፡ ንክልቲኦም ብሓደ ሥጋ ምስ ኣምላኽ ኣተዓረቖም”(ኤፌ. 2፡14-17)። ኣዳምን ሄዋንን ትእዛዝ ፈጣሪኦም ጥሒሶም ህይወቶም ምስ ጎድኡ፡ ንመጀመርታ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተዋህበ ተስፋ “ዘርኢ እታ ሰበይቲ ርእሲ ተመን ኪጭፍልቕ፡ እዩ።” ዚብል ኣምላኻዊ ቃል Read More...

Hits: 2592