S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መስቀል ክርስቶስ

“እቶም ናይ ክርስቶስ ዘበሉ ከኣ ነቲ ሥጋኦም ምስናይ ፍትወቱን ትምኒቱን ሰቒለምዎ እዮም። ገላ. 5፡24 ስለዚ መስቀል ማለት ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ፡ ትእምርተ ምድኃን ማለት እዩ። ንሕናውን መዓልቲ መዓልቲ እግዚኣብሔር ዘይከብረሉ ሓሳባትን ግብርታትን ኣልጊስና፡ ተኻፈልቲ መስቀሉ ክንከውን ይግብኣና።

Hits: 2776