- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ፍቕሪ ኣሎ። 1ዮሓ 4፡16።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ዓወት ኣሎ። 1 ቆሮ 15፡57።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ሰላም ኣሎ። ዮሓ 14፡27።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ጽጋብ ኣሎ። መዝ 65፡11።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ተመስገን ኣሎ። ፊሊ 4፡11።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ሕይወት ኣሎ። መዝ 36፡9።
- እግዚኣብሔር ኣብ ዘለዎ----> ብርሃን ኣሎ። 1ዮሓ 1፡5።