S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መልሲ ንሕቶታትኩም

ሕቶ

ትንሳኤ ወዲ ሰብ ብከመይ እዩ ክከውን? ነብሰና ጥራይ  ድያ ? ወይስ  ስጋና እንኮላይ ክትንስእ እዩ? የቐንየለይ
ሰሎሞን

መልሲ

ብክርስቶስ ፍቁር ሓውና ሰሎሞን፣ ስለ ሕቶታትካ እናመስገንና ሕቶካ ንምምላስ፣ ነብሰና ምስ ስጋና እዩ ዝትንስእ።

ንዝያዳ ርድኢት ቅድሚ ሕጂ ብዶር. ሽሞንዲ ሃይለ "ብትንሣኤ ሙዉታን ተስፋ ንገብር 1ይ ክፋል | 2ይ ክፋል” ብዝብል ዝተጻሕፈ ነዚ ሕቶዚ መሊስዎ ስለዘሎ ነቲ ጽሑፍ ብህድኣት ከተንብቦ ንርድኢትካ ሓጋዚ እዩ ንብል።

ኣምላኽ ይባርኸና። ኣሜን!
ኣመሓዳራ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ

Hits: 3145