S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ትፈልጡዶ?

ዕንወት ኢዮርሳሌም ብ70 ዓ/ም ብጀነራል ቲቶ ናይ ሮማ ከምዝተፈጸመ።

318 ጓሶት  ኣብርሃም  ምሳሌ  318 ሊቃነ ጳጳሳት (ርቱዓነ ሃይማኖት) ምኻኖም።
5ተ መጸሓፈ  ኦሪት  ብሙሴ ከም እተጻሕፈ፡ከምኡ’ዉን ግብረ ሃዋርያት  ብሉቃስ  ከም  ዝተጻሕፈ።
ነቲ  ስሉብ  ኢትዮጵያዊ  ዘጠመቖ  ዲያቆን  ፊልጶስ  ከም ዝኮነ።
ሕጊ ሙሴ 640 ከም ዝኾነ።
ማእከል ጥቕሲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 118 ቁጽሪ 8 ኢዩ። “ካብ ኣብ ሰብ ምውካልሲ ኣብ እግዚኣብሄር ምዕቋብ ይሓይሽ “ድማ ትብል።
Hits: 2854