S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

Conference 2026

ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ 2026: ካብ ሓምለ 30 ክሳብ 2 ነሓሰ (July 30- August 2) 2026 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ ክካየድ እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ምሳና ኣብዚ ጉባኤ'ዚ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም። ክንደይ ሰባት ካብ ቤተ ክርስቲያንኩም ከም እትመጹ ኪትሕብሩና ንኽንፈልጥ ኣብዚ ቅጥዒ ክትምዝገቡ ብኣኽብሮት ንሕብር-> Online Form

ጉባኤ ዝካየደሉ ዕለት - Conference Date:- ሓምለ 30 ክሳብ 2 ነሓሰ (July 30- August 2) 2026

ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:- ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ

St Mary Eritrean Orthodox Church: 301 Dowling Blvd, San Leandro, CA 94577 Map

መዐርፎ ነፈርቲ  - Airport Info:-  Oakland San Francisco Bay Airport

መዕረፊ ኣጋይሽ - Hotel Information - Reservations must be made by July 2, 2026

Phone: (510) 652-8777

መሪሕ ጥቕሲ - Theme Verse:-

Coming soon

Hits: 23