S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣምላኽ ቅዱስ በዓል መስቀል ይግበረልና

ቀዳም 27 መስከረም 2025 ዓ.ም በዓል መስቀል እዩ። ኣምላኽ ቅዱስን ብሩኽን በዓል መስቀል ይግበረልና

መሰቀል ጽንእነ
መሰቀል ቤዛነ
መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ
ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ
ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ

Hits: 381