S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብሩኽ ሓድሽ ዓመተ ምሕረትን በዓል ቅዱስ ዮሓንስን ይግበረልና

ብሩኽ በዓለ ቅዱስ ዮሓንስን ሓድሽ ዓመተ ምሕረት [2018 ግእዝ] ይግበረልና።

ዎ ጎይታ ሰላምካ ሃበና፥ ካብ ኢድ ጸላእትና ኣናግፈና፥ ካብ ሕማምና ፈውሰና፥ ንስኻ ኩሉ እትኽል ኣምላክ ኢኻ'ሞ ንህዝብኻ ባርኮምን ሓልዎምን። ከምኡ'ውን፥ በቲ ዘይውዳእ ፍቕርኻ፥ ኣኽሊል ናይዚ ዓመት ባርኽ፥ ወሓዝን ፈልፋሊ ማያትን ባርኽ፥ ዘርእን ኣታኽልቲ ናይ'ዛ ምድሪ'ውን ባርኸልና። ኣሜን።

Hits: 45