S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ምዝገባ ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ 3ይ ክፍለ-ዓመት 2025

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን።

ክቡራት ኣገልገልቲ ካህናትን ድያቆናትን ኩላትኩም ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።

ኣምላኽ ረዲእና፡ መመዝገቢ መሕተት (ፎርምናይ 3ይ ክፍለ-ዓመት ዓመተ-ትምህርቲ 2025 ንሰደልኩም ኣሎና። ምዝገባ ካብ ሰኑይ 11 ክሳብ  ሰንበት 24 ነሓሰ 2025 ዓም ክካየድ እንኮሎ፡ ትምህርቲ ድማ 31 ነሓሰ 2025 ዓም ክጅምር እዩ። መላግቦ መመዝገቢ፥  https://forms.gle/C5ryVX43tzRQoSWt8

ክፍሊ ጉዳያት ተምሃሮ

ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ

Hits: 137