S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጸሎተ ፍትሓት ምእንቲ ስዉኣት ኤርትራ

ኣብ ውሽጥን ኣብ ስደትን እትርከቡ ክርስቶሳውያን ምእመናን

ናይ ኤርትራ ኣብያተክርስቲያናት ተዋሕዶ:ሰንበት ዕለት 21 ሰነ 2020 ምእንቲ እቶም ንፍትሕን ናጽነትን ሰላምን ኢሎም ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ስዉኣት ኤርትራ ጸሎተ ፍትሓት ከካይዳ እየን።

መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት ኤርትራዊት ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ

Hits: 1044