S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብቪድዮ ዝተቐድሐ መልእኽቲ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ካብ ኤርትራ - 19 መጋቢት 2019

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ

Hits: 1431