S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ 2017

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ከተማ ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ክካየድ እዩ። ጉባኤ ዝካየደሉ ካብ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017 (July 20 to July 23, 2017) እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብዚ ዓመታዊ ጉባኤ ከተሕልፍዎ ብኣኽብሮት ንዕድም። Read more ...

Hits: 1503