S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብሩኽ በዓል መስቀል ንኹልና

ሰሉስ 27 መስከረም 2016 ዓ.ም በዓል ቅዱስ መስቀል እዩ።

ኣምላኽ ቅዱስን ብሩኽን በዓል መስቀል ይግበረልና። ኣሜን ።

መሰቀል ጽንእነ

መሰቀል ቤዛነ

መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ

ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።

 

Hits: 2627