ብምኽንያት ጾመ ነነዌ ን3 መዓልቲ ዝግበር ጾምን ምህልላን: ብቐጥታ (Live Streaming) ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ክመሓላለፍ እዩ
ዕለት:- ሰኑይ 22 የካቲት ክሳብ 24 የካቲት 2016 (ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ረቡዕ)
ሰዓት: ካብ 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ምብራቓዊ ኣሜርካ (Eastern Time)
እዚ መደብ'ዚ: ነቶም ብስራሕ ምኽንያት ኣብቲ ናይ ረፍዲ (ንጉሆ) ዝግበር ጸሎት ንዘይተሳተፉ ዕድል ንምሃብ ዝተሰርዐ መደብ እዩ።ንምክትታል ኣብዚ ጠውቕ።