S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብሩኽ በዓል ጥምቀት - ሓበሬታ ንምእመናን

Saint Mina Holmdel, NJ - Saint Mina Holmdel, NJሰንበት 17 ጥሪ 2026 ጾመ ገሃድ እዩ። ጾመ ገሃድ: ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ኣጽዋማት እዩ።

ብሩኽን ቅዱስን በዓል ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ኣሜን።

Hits: 99