S5 MP3 Player - плагин joomla
Mp3
ብሩኽ በዓል ጥምቀት 2026
Administrator
Published: 16 January 2026
Category:
Uncategorised
ሰንበት 17 ጥሪ 2026 ጾመ ገሃድ እዩ።
ጾመ ገሃድ
ካብቶም ዓበይቲ ኣጽዋማት ሓደ እዩ።
ብሩኽን ቅዱስን በዓል ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ኣሜን።