S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ ቀዳማዊ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ

 

ሓደ ፓትርያርክ፥

ሓንቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤክ ተዋህዶ ኤርትራ፦

ሓንቲ እምነት:

ሓደ ጎይታኤፌ፥4:5.

እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ዚሐኵር፡ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን ከም ዝዀነ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ወንጌል ዮሃንስ 10:1

Hits: 858