S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓበሬታ ንተመሃሮ ስነ መለኮት ተዋሕዶ

ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ  ኩላትኩም ይኹን።

 

ናይ 2019 መደባት ትምህርቲ ከምዚ ዚስዕብ ይኸውን።

1. ነባራት ተመሃሮ ፈተና ክሳብ 15 ጥሪ 2019 ክትወስዱ ነተሓሳስብ።

2. ምዝገባ ንነባራትን ሓደስትን ተመሃሮ ካብ 1 ጥሪ 2019 ጀሚሩ ክሳብ 1 የካቲት 2019 ይኸውን።

ዝወሃብ ዓይነት ትምህርትታት

1. ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን - Ritual Theology

2. ሃይማኖተ ኣበው - Church Fathers

3. ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን - Church History

ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝኃልና

www.tewahdotheology.org

Hits: 2649