S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ (3ይ ሰንበት ጾመ ኣርብዓ)

ኢየሱስ ኣብ ቤት ጸሎት ኣይሁድ ኣትዩ፣ ካብ መስዋእቲ ምጽዋት እፈቱ ኢሉ ቃል ወንጌል መሃሮም። ጎይታ ሰንበትን ናይ ምሕረት ኣቦን ኣነ እየ። መልሲ ክሳብ ዝስእኑ: “ስለምንታከ ቤት ኣቦይ ቤት ዕዳጋ እትገብርዎ? ቤት ኣቦይ ቤት ጸሎት እምበር ቤት ንግዲ ኣይኮነንእናበለ ገሰጾም። ብምሕረቱን በቲ ካብ ኣፉ ዚወጽእ ዘረባ ጸጋን ድማ ይግረሙ ነበሩ።
Hits: 1436