S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ትንሳኤ ካብ ምዉት ግብሪ ናብ ትንሳኤ ምስ ክርስቶስ

ኣብርሃም ንይስሃቅ ወዱ ክስውኦ ፍቓደኛ ዝኾነ፣ ብዘይ ምኽንያት ኣይነበረን። ነቲ ሽዑ ዝፈጸሞ ዘይንቡር መስዋእቲ ዘይኮነስ ነቲ ዳሕራይ ዝፍጸም፣ ንዝእዘዝዎ ዝተዳለወ ንቡር ትንሳኤ ስለ ዘማዕደወ ጥራይ እዩ። ክቡር ኣንባቢ ንስኻ ምስ እትትንስእ ኣበይ ምኣተኻ? እዚ ሕቶ እዚ ንኽትምልስ ግድን ክሳብ እቲ ናይ ትንሳኤ ጊዜ ክትጸንሕ ኣየድልየካን እዩ።

Hits: 1503