Administrator
Published: 09 April 2009
ንጽምኣትና ርውየት፣ ንሓዘንና ሓጎስ ንጽምዋና ፍቕሪ ንቒምታና ይቕሬታ ንዘይምዕጋብና በረኸት ኪኮነልና ምእንቲ ብሓቂ ሆሳእና ኢልና ነዚ ጎይታ'ዚ ናብ ህይወትና ንዓድሞ። ብቓሉ ኣሚንና ንዕኡ ክንስዕቦን ኣብ ህይወትና ድማ ከነንግሶ ዕለት ዕለት ክንወስን ይግብኣና።