S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ እሙን ኣገልጋሊ-ኣምላኽ መን'ዩ ? ስብከት

ክቡር ኣማኒ፣ ፍሉይ ጸጋኻ እንታይ'ዩ? ከምቶም እሙናት ባሮት-ኣምላኽ ፍሉይ ጸጋኻ ኣለሊኻ ትጥቀመሉዶ? ኣምላኽ ክንቀብሮ ኢሉ ጸጋ ኣይሃበናን፣ ዘርብሓና እምበር ክሳራ ዘምጽእ ጸጋ'ውን ኣይዓደለናን። ምሉእ ስብከት ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቕ

Hits: 2308