S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዘኒቆዲሞስ (7ይ ሰንበት ጾመ-ኣርብዓ)

ትርጉም ካልኣይ ልደት፣ ነቲ ኣረጊት ሰብካ ምስ ኩሉ ክፉእ ሓሳቡን ባህርዩን ኣሊኻ ሓድሽ ሰብ ክርስቶስ ምልባስ ማለት እዩ። ነቲ ኣዳማዊ ባህርይ ብቓል ኣምላኽ ጌርካ ስዓሮ፣ ካብ ኣምላኽ ዳግማይ ብጥምቀት ተወለድ። ኣምላኽ ውሉዱ ክትኮኖ ጸዊዑካ እዩ' መንግስቱ ክትወርስ ውሉድ ኣምላኽ ንምዃን እዙዝ ኩን። ንክርስቶስ ብኹሉ ህይወትካ ምሰሎ፣ ኣሰር ክርስቶስ ተኸተል፣ ህይወት ድማ ክትረክብ More...

Hits: 2090