S5 MP3 Player - плагин joomla
Mp3
እወ ጎይታይ እኣምን እየ (ዮሃ 9፣38)
Administrator
Published: 27 January 2016
Category:
ስነ ጽሑፍ
"እወ ጎይታይ እኣምን እየ" ዝብል ቃል ካብቲ ክብሪ ኣምላኽ ምእንቲ ክገሃድ፣ ብዕውሩ ዝተወልደ ሰብ ዝወጸ ቃል እዩ (ቁ1- 4)። "ኣብ ዓለም ከለኹ ብርሃን ዓለም እየ"ኢሉ ብጥፍጣፉ ጸብሪ ገበረ፣ በቲ ጸብሪ ድማ ኣዕይንቱ ለኸዮ እሞ ከይዱ ካብ ማይ ሰሊሆም ክሕጸብ ኣዘዞ...